እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: ኲንስላንድ ን80 ሚኢታዊት ዒላማ ክታበት ወቒዓ ፡ ምስ ደቡብ ኮርያን ጃፓንን ዝግበር ጕዕዞ ይጅመር

እዚ ናይ ኣውስትራሊያ ኩነታት ኮሮና ቫይረስ 10 ሕዳር 2021.

The Brisbane skyline is seen at sunset from the suburb of Balmoral in Brisbane.

The Brisbane skyline is seen at sunset from the suburb of Balmoral in Brisbane. Source: AAP

  • ኲንስላንድ ፕሪሚየር ኣናስታቺያ ፓላሼ ከምዝብሎ እታ ግዝኣት ጽባሕ 80 ሚኢታዊ ክታበት ክትበጽሕ እያ ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ: ነጋዳይ ክሌቭ ፓልመር ነቲ መንግስቲ እታ ግዝኣት ዘውጸኦ: ዘይተኸተቡ ዓማዊል ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ንኸይእከቡ ንምዕጋት ዘውጽኦ እማመ ሕጋዊ ስጕምቲ ክወስድ መዲቡ ኣሎ ።

  • ፈደራላዊ መንግስቲ ናብ ደቡብ ኮርያን ጃፓንን ካብ ውሸባ ናጻ ዝዀነ ጕዕዞ ከፍቅድ ይሓስብ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ፡ መንግስቲ ምስ ሲንጋፖር ተመሳሳሊ ውጥን ድሕሪ ምሕንጻጹ ፡ ብኽልተ መገዲ ይዓዪ ከም ዘሎ ገለጸ ።

  • ኣብ ቪክቶርያ ካብ 12 ዓመት ንላዕሊ ዝዕድሚኦም ልዕሊ 84 ሚእታዊት እንተወሓደ ሓደ ናይ ክታበት ዶዝ ረኺቦም ኣለዉ ።  ናይ "ቲ መንግስቲ ነቲ 90 ካብ ሚእቲ ምሉእ ብምሉእ ዝተኸትቡ ዒላማኡ ምስ ዝሃርሞ ፡ ዳርጋ ኩሉ ቀይድታት ክለዓል እዩ።

ኮቪድ-19 ሓበሬታ:

ኣብ ቪክቶርያ ሎሚ 1,003 ዝዀኑ ሰባት ዝተለኽፉን ፡ 14 ድማ ከም ዝሞቱ መዝጊባ ኣላ ።

Nsw ካብ ውሽጢ 216 ሓደስቲ መልከፍቲን ሰለስተ ዝሞቱን መዝጊባ ኣላ ።

ኲንስላንድ ሰለስተ ACT ድማ ሓደሽቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ።


Share

Published


Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: ኲንስላንድ ን80 ሚኢታዊት ዒላማ ክታበት ወቒዓ ፡ ምስ ደቡብ ኮርያን ጃፓንን ዝግበር ጕዕዞ ይጅመር | SBS Tigrinya