እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19 ኣውስትራሊያ: ኲንስላንድ ካብ ካልኦት ግዝኣታት ንዝመጹ ናይ ፒሲኣር መርመራ ክትገድፎ'ያ።

እዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ 29 ታሕሳስ 2021 ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ እዋናዊ ሓበሬታ እዩ ።

Rapid antigen tests are available in supermarkets and pharmacies across Australia

Rapid antigen tests are available in supermarkets and pharmacies across Australia. Source: AAP/Lukas Coch

 

  • ፕሪሜር ኣንስታቺያ ፓላስዚየ ፡ ኲንስላንድ ካብ 1 ጥሪ ጀሚራ ናብ ግዝኣት ንምእታው ዝግበር ናይ ቅልጡፍ መርመራ ኣንቲጅን PCR ግዴታ ክእለ ምዃኑ ኣፍሊጣ ኣላ ።

  • ሃገራዊ ካቢነ ሓሙስ ብዛዕባ ኣብ መላእ እታ ሃገር ምምርማር ኮቪድ-19 ን ክሳብ ሓድሽ ዓመት ዝበዓል ዘሎ ረቛሒታት ኣመልኪቱ ብህጹጽ ኣኼባ ክገብር እዩ ።

  • ናይ NSW ቑጽሪ መልከፍቲ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ዳርጋ ብዕጽፊ ወሲኹ ኣሎ ፡ ሎሚ 11,201 መልከፍቲ ከምዘሎ ተፈሊጡ ።

  • ቪክቶርያ ክሳዕ ሕጂ ዝለዓለ መልከፍቲ ተመዝግበሉ ኣብዘላ ካብ ጥሪ ኣትሒዞም ቪክቶርያውያን ቕልጡፍ መርመራታት ኣንቲጂን ብናጻ ክወሃቦም እዩ ።

  • ናይ ACT ሓለዋ ጥዕና ነቲ ሓደገኛ ዝኾነ ንሕማም ዘቃልዑ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናብ ዝተሓተ ደረጃ ኣውሪድዎ ኣሎ ።

  • ኣብ ናይ ኣመሪካ ሰብ መዚ ጥዕና ብሰንኪ ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ነቲ ናይ ተነጽሎ ግዜ ካብ 10 ናብ ሓሙሽተ መዓልታት ኣጉዲሎም ።

    ኣብ ግዝኣታት ናይ ኮቪድ-19 ኩነታት: -

    ኒው ሳውዝ ዌልስ 11,201 ሓደስቲ ብኮቪድ-19 ዝተትሓዙን ሰለስተ ዝሞቱን መዝጊባ ኣላ ፡ ቪክቶርያ ድማ 3,767 ሓደሽቲ መልከፍቲን ሓሙሽተ ሞትን ከም ዘጋጠማ ሓቢራ ኣላ ።

    ኲንስላንድ 1,589 ናይ ማሕበረሰብ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፡ ደቡብ ኣውስትራሊያ 1,471 ከምኡውን ናይ ACT 252 መልከፍቲታት ተመዝጊቦም ኣለው ።

    ታዝማኒያ 55 ሓደሽቲ ኮቪድ-19 መዝጊባ ኣላ ።

    ኣብ 'ዚ እዋን' ዚ ንለበዳ ኮቪድ-19 ብቋንቋኹም ሓበሬታ ንምርካብን፡ ዝውሰድ ስጉምትታት ኣብዚ ጠውቕ ።


     

Quarantine and restrictions state by state:

Travel

Information for international travellers and Covid-19 and travel information in language

Financial help

There are changes to the COVID-19 Disaster Payment once states reach 70 and 80 per cent fully vaccinated:  Getting help during Covid-19 from Services Australia in language


 


 



Visit the translated resources published by NSW Multicultural Health Communication Service:


Testing clinics in each state and territory:

NSW 
ACT 

Share

Published


Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service