ጓሉ ንደዝሞን ቱቱ፡ ብዛዕባ ዘሕብን እዋናት ኣቦኣ ትዝክር።ደቡብ ኣፍሪቃ ነቲ ኣንጻር ኣፓርታይድ ዝተገብረ ቃልሲ ጀግና ዝነበረ ሊቀ ጳጳስ ደዝሞን ቱቱ ብሰንበት ዝዓረፈ ኣብ ትዝክረሉ ዘላ እዋን፡ ጓሉ ኖንቶቢ ናኦሚ ቱቱ፡ ናዕበኛታት ንሓደ ሰብ ብሓዊ ከቃጽልዎ ምስበሉ ኣቦኣ ዘሊሉ ብምእታው ብዛዕባ ዘድሓኖ ህሞት ብሓበን ትዝክር። Source: ReutersPublished 29 December 2021 8:39amSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare