SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜጋታቱ ኣፈላላያቶም ብዘየገድስ ብሓድነት ክቖሙ ጸዊዑ።

ሎሚ ዝተዘርግሐ ዘሰንብድ ዘረባ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ "ግብጺ ብኸምዚ ክትነብር ስለዘይትኽእል ነቲ ኢትዮጵያ ሃኒጻቶ ዘላ ሓጽቢ ህዳሰ ከተፍርሶ ትኽእል እያ" ዝብል ኢትዮጵያዊያን ምሉእ መዓልቲ ክዛረብሉ ውዒሎም ኣለዉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ውን መልሲ ሂብሉ ኣሎ።

SBS Tigrinya News
Source: AAP

1 min read

Published


Skip to article content

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜጋታቱ ኣፈላላያት ብዘየገድስ ብሓድነት ክቖሙ ጸዊዑ።

ፕረሲደንት ኣሜሪካ ዶላንድ ትራምፕ ግብጺ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክተዕንዎ ትኽእል እያ ድሕሪ ምባሉ ቤትጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ።

ኣብ መግለጺኡ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንግዳማዊ ተጻብኦታት ስዒራ ናብዚ ከም ዝበጽሐት ብምሕባር ኢትዮጵያውያን ብሓድነት ጠጠው ክብሉ ጽዊዑ።

እቲ ግድብ ከምቲ ብኢትዮጵያውያን ዝተጀመረ ፤ ሕጂ እውን ንተጻብኦታት ሓሊፉ ከም ዝዛዘም ገሊጹ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now