SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ከረ ሰመሩ እሳተ ጎሞራ ብምንታጒ ዓሰርተታት ሰባት ተጎዲኦም።

እቲ ኣብ ናይ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ዝርከብ ሰመሩ እሳተ ጎመራ ፡ ቀዳም እዩ ነትጒ ፣ ሓደ ሰብ ድማ ቀቲሉ ፣ እንተ ወሓደ 35 ሰባት ኣቚሲሉ ፣ እቲ ናይ ትክን ሓሙኽን ደበና ንብዙሓት ኣብ ህንጻታት ዓቢጡ፣ ክብሉ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ገሊጾም ።

Mount Semeru
Source: Reuters

Published



Skip to article content

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now