ኣብ ግብጺ ክልተ ባቡር ተጋጭየን ዓሰርተታት ሰባት ሞይቶም።ብዓርቢ ኣብ ማእከላይ ግብጺ ክልተ ባቡር ተጋጭየን፡ ብውሑዱt 32 ሰባት ክሞቱ'ከለዉ 91 ከምዝቖሰሉ ሰብ መዚ ጥዕና እታ ሀገር ገሊጾም። እቲ ግጭት ናይ ክልቴን ባቡር ዝፈጠሮ ጸቕጢ ክልተ ናይ ሰብ መጓዓዚያ መኻይን ተገልቢጠን፣ Source: AAPPublished 27 March 2021 3:17pmAvailable in other languagesSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare