ኣብ ሰሜን ኬንያ ብዘሎ ደርቂ ቅልውላው ማይ የጋድዶተጣበቕቲ ኣከባቢን ሓለፍቲ ፕሮግራም መግቢ ዓለምን ኣብ ሰሜናዊ ኬንያ ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ዘስዓቦ ክቱር ደርቂ ነቲ ከም "ዓዲ ሽሻይ" ዝሕሰብ ዝነበረ ከባቢ ናብ ህዝቢ ብስእነት መግቢ ዝሳቐይሉ ተቐይሩ ይብሉ። Source: APPublished 13 November 2021 8:56pmUpdated 13 November 2021 8:59pmSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare