ድዋይን 'The Rock' ጆንሶንን ስድራኡን ብኮቪድ-19 ተለኺፎም።ተዋሳኣይ ድዋይን 'The Rock' ጆንሶንን ስድራኡን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ብኮቪድ-19 ከምተለኽፉ ድሕሪ ምርግጋጹ ኣብዚ እዋን ሓውዮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እቲ ተዋሳኣይ ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ኣብዝዘርግሖ ቪድዮ፡ ብዛዕባ ኩነታቱን ከመይ ኢሉ እቲ ቫይረስ ካብኡ ናብ ስድራኡ ከምዝተላበዐን ገሊጹ።Dwayne 'The Rock' Johnson and family test postiive for COVID-19Published 3 September 2020 4:35pmSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare