ሚኒስትሪ ጥዕና ሃገረ ኤርትራ ከምዝሓበሮ፡ ሓደ ሰብ ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፈ ተረጋጊጹ። እቲ ወዲ 39 ኤርትራዊ ነባሪ ኖርወይ ከምዝኾነን ትማሊ ንግሆ እዩ ብ FLY Dubai ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ በጺሑ።
ዛጊት ኣስመራ ዝኾነ ይኹን ብኮረና ቫይረስ ዝሓመመ ከምዘይተረኽባ እዩ ክግለጽ ጸኒሑ።

Share