SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 2018 ዝተፈራረማኦ ዉዕል ሰላም፡ እቲ ኮሚሽን ዶብ ዝወሰኖ ከተግብራ ከምዝርከቦ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ ምስሕሓብ ዶ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዓ/ም ደማዊ ኲናት ኣካይደን ኔረን። ናይ ዉሕሃ ኮሚሽን ዶብ ዝወሰኖ ዶብ ግና ክሳብ ሕጂ ኣይተተግበረን ጸኒሑ።

News
Source: American Embassy Asmara

1 min read

Published


Skip to article content

መርገጺ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ባይመ እቲ ዝተጀመረ መስርሕ ምሕንጻጽ ዶብ ብክልቲኦም መንግስታት ክትግበር ከም ዝኾነ ኤምባሲ እታ ሃገር ገሊጹ።

ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓሳብ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት መርገጺ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ባድመ ዝምልከቱ ሕቶታት ክቐርቡሉ ከም ዝቐነዩ ብምግላጽ ፤ ኮሚሽን ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ነታ ዓንኬል ጎንጺ ዝኾነት ባድመ ንኤርትራ ብ2002 ዓ.ም ከም ዝተወሰነት ኣዘኻኺሩ ፤ ኣሜሪካ " ክልቲአን ሃገራት ኣገዳሲ ዝኾነ ዝተረፈ ጉዳያት ክውድኣ ትሓትት " ዝብል መርገጺ ኣውጺኡ ኣሎ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now