SKIP TO MAIN CONTENT

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕረሲደንት ፑቲን ኣብ ባጽዕ ተዘራሪቡ

News
Source: Eritrean Embassy in Addis Ababa

1 min read

Published


Skip to article content

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕረሲደንት ፑቲን ኣብ ባጽዕ ተዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡  ኣጋ ምሸት ሰኑይ 7 ለካቲት 2022 ኣብ ባጽዕ ንፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ፑቲን - ሚስተር ባግዳኖፍ ተቐቢሉ ኣብ ዘዘራረበሉ፡ ሩስያ ኣገዳሲት መሻርኽቲ ኣፍሪቃ ብምዃን፡ ንምዕባለ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዓቢ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ።

ብካልእ ዜና

መበል 35 ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጸኦ ደምዳሚ መግለጺ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝወሰንዎ በይናዊ እገዳታትን ኣስገዳዲ ስጒምቲታትን ከልዕሉ ጸዊዑ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now