ካብ ትግራይ በብመዓልቱ ብዓሰርተታት ኣሻሓት ሰባት ናብ ሱዳን ይስደዱ ኣለዉ "መጠነ ሰፊሕ ሰብኣዊ ቅልውላው" ከይክሰት ተሰጊኡ።ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዓቢ ሰብ ኣዊ ቅልውላው ተኸሲቱ ምህላዉ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት መጠንቀቕታ ሂቡ። መዓልታዊ ብ ኣሻሓት ሰባት ካብ ትግራይ ኣብ ዝሰደሉ ዘለዉ እዋን'ዩ እዚ መጠንቀቕታ ቀሪቡ ዘሎ። Source: ReutersPublished 18 November 2020 5:56pmSource: ReutersSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare