SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ሳዋ መበል 33 ሃገራዊ ኣገልግሎት ተመሪቖም።

ኣብ ሳዋ መበል 33 ሃገራዊ ኣገልግሎት ተመሪቖም።

SBS Tigrinya News
Source: Twitter YT

1 min read

Published


Skip to article content

ኣብዚ ንምበል 33 መመረቕታ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ን መበል 11 መመረቕታ ሃማሞስ ቤት ትምህርቲ ሞያ ሃማሞስ ፕረሲደንት ኢሳያስን ሰብ መዚ መንግስቲ ኤርትራን ተረኺቦም ኔሮም።

ኣብቲ ንመበል 11 ዝተገብረ ምረቕእ ሃማሞስ 463 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከባኦም 1078 ተመሃሮ ብ ኤለክትሮኒክስ፡ ምዕራይ ኮምፑዩተር፡ ኣውቶ መካኒክስን ሃይድራውሊክን ብኻልእን ንክልተ ዓመት ብግብርን ክለሳን ተማሂሮም ከምዝተመረቑ ተገሊጹ ኣሎ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now