መርመራ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት (ራት) ከመይ ተካይድዎ

ኣውስትራልያ ካብ መርመራ ፒሲኣር (PCR) ንኮቪድ-19 ናብ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት (Rapid Antigen Test) ኣብ ትሰጋገረሉ እዋን ኤስቢኤስ መምርሒታት መርመራ ብቋንቋኹም ኣዳልዩ'ሎ።

A man holds a negative rapid antigen coronavirus test.

A man holds a negative rapid antigen coronavirus test. Source: AP

ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት ወይ ራትስ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣብ ገዛ ወሲድኩም ኮቪድ-19 ኣለኩም እንተኾይኑ ትምርምሩሎም እዮም።

በብግዚኡ ግዝኣታት ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 ዝተራእዮም ሰባት፡ ወይ ምስ ዝተለኽፉ ብቐረባ ተራኺቦም ኔሮም ዝተባህሉ፡ ኣብ ክንዲ ኣብ'ቶም ብመንግስቲ ዝካየዱ መደበራት ጥዕና መርመራ ፒሲኣር ዝገብሩ፡ ኣብ ቤቶም መርመራ ራት ከካይዱን ኣወንታዊ ህላወ ውጽኢት እንተረኺቦም ናብ ኣገልግሎታት ጥዕና ክሕብሩን የተባብዕኦም ኣለዋ። ከምኡ ግበሩ ተባሂሎም ፍሉይ ትእዛዝ ክሳብ ዘይተዋህቦም።

መርመራ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት ብግቡእ ንምክያድ ነዞም ዝስዕቡ መምርሒታት ተኸተሉ፡
ቀዳማይ ስጉምቲ
ቀዳማይ ስጉምቲ Source: SBS
ካልኣይ ስጉምቲ
ካልኣይ ስጉምቲ Source: SBS
ሳልሳይ ስጉምቲ
ሳልሳይ ስጉምቲ Source: SBS
ራብዓይ ስጉምቲ
ራብዓይ ስጉምቲ Source: SBS


Share

Published


Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service