ኣማኢት ሰባት ኣብ ጃልባ ተጻዒኖም ኣብ ደሴታት ግሪኽ ካብ ዝነድድ ዘሎ ጫካ ይሃድሙ ኣለዉ።ዓርቢ ምሸት ፡ ኣብ ግሪኽ ንራብዓይ መዓልቲ ብርቱዕ ሓዊ ኺነድድ ከሎ ፡ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ካብቲ ከባቢ ግዒዞም እዮም ። ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ኣብ ጥቓ ኣቴንስ እትርከብ ደሴት ኢቭያ ብዘጋጠመ ባርዕ ጫካ 650 ሰባት ብጃልባ ካብቲ ቦታ ለቒቖም ። Source: ReutersPublished 9 August 2021 11:14amSource: ReutersSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare