SKIP TO MAIN CONTENT

ብኣማኢት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሱዳናዊያን ናብ ፕረሲደንታዊ ፓላስ መሪሾም።

ኣንጻር ናይቲ ኣብቲ ብ25 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ፡ ብሰንበት ብኣማእታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ናብቲ ኣብ ሱዳን ርእሰ ከተማ ካርቱም ዝርከብ ፕረዚደንታዊ ቤተ መንግስቲ ብምኻድ ድምጾም ከስምዑ ውዒሎም።

Sudan protest
Source: Reuters

Published


Skip to article content

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now