መበገሲአን ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበራ ኣውቶቡሳት ናብ ኤርትራ ንምጓዓዝ ዘኽእሉወን መስመራት ዝምልከት መብርሂ ዝሃቡ ዳይሬክተር ኮሚኒኬሽን በዓል ስልጣን መገድታት ኢትዮጵያ ኣይተ ሳምሶን ወንድሙ፥ ኣውቶቡሳት መጓዓዚያ ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሰን ናብ ኤርትራ ክኸዳሎም ዝተሰናድኡ መስመራት
• ኣዲስ ኣበባ-ዓዲግራት-ዛላምበሳ- ኣስመራ
• ኣዲስ ኣበባ-መቐለ-ዓድዋ-ራማ-መረብ-አስመራ
• ኣዲስ ኣበባ-ጎንደር-ሑመራ
• ኣዲስ ኣበባ-ኣዋሽኣርባ-ዴቼቶ-ቡሬ-ዓሰብ ኣብ ቀፃሊ ጉዕዞ መካይን ዝግበረሎም
ኣርባዕተ ኣንፈታት እዮም።
ብዘይካ አዲስ አበባ-አዋሽአርባ-ዴቼቶ-ቡሬ-አሰብ እቶም ዝተረፉ ሰለስቲኦም መስመራት ኣብዚ ሐዚ እዋን ግልጋሎት መጓዓዚያ ንምሃብ ዘኽእል ጥጡሕ መገዲ ኣስፋልት ከምዘለዎም እውን ኣይተ ሳምሶን ተዛሪቦም።