ሊባኖስ ብፋይናንሲያዊ ቅልውላው ኣብትሕመሰሉ ዘላ እዋን፡ ተቓዉሞ ህዝቢ ዳግም ናብ ጽርግያ ተመሊሱ።ፕውንድ ሊባኖስ ቁልቁል ድሕሪ ምውራዱ፡ ፋይናንሲያዊ ኩነታት እታ ሃገር ባይታ ዘቢጡ፡ ቁጡዓት ሰልፈኛታት ድማ ናብ ጽርግያ ወጺኦም ጎማታት እናንደዱ ጽርግያታት በይሩት ይዓጽዉ ኣለዉ። Source: ReutersPublished 17 March 2021 12:35pmSource: ReutersSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare