SKIP TO MAIN CONTENT

ሰዓት መሬት (Earth Hour) ንምዝካር ዓበይቲ ከተማታት ዓለም መብራህተን ኣጥፊአን።

ብዓለም ደረጃ ዝዝከር፡ ብጉጅለ ኣካባቢ WWF እተወደበ ዓመታዊ ምጥፋእ መብራህቲ ኮይኑ፡ ኣብዛ መሬት ኣብ ለውጢ ክሊማን ካልእ ሰብ ሰርሖ ስግኣትን ስጉምቲ ክውሰድ፡ ጸቕጢ ንምግባር ዓመታዊ ኣብዛ መዓልቲ ካብ ሰዓት 8:30 ናይ ምሸት ኣብ ዓበይቲ ህንጻታት ዝርከብ መብራሕቲ ን 60 ደቓይቕ ናይ ምጥፋእ ስነስርዓት ይግበር።

Lights go off around the world to mark Earth Hour

Published



Skip to article content


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now