ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ገኒንሉ ኣብዘሎ እዋን ናይ ሓፋሽ መርዓ ኣብ ደቡብ ኮርያ ይካየድ፡ፍርሒ ናይቲ ቫይረስ እናንጸላለዎም፡ ዓሰርተታት ኣሻሓት መጻምድቲ ኣብ ቤተ ክርስትያን ዩኒፊኬሽን ደቡብ ኮርያ ቃልኪዳኖም ኣሲሮም። Source: AAPPublished 9 February 2020 12:23amSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare