SKIP TO MAIN CONTENT

ሓወልቲ መዱሳ፡ ነጸብራቕ ቁጥዐ ጓል ኣንስተይቲ

ኣብቲ ፍሉጥ ዳይረክተር ፊልሚታት ሃርቨይ ወይንስቴን ዝተፈርደሉ መንጽር ጽርግያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ማንሃተን ዝተተኽለ ሓወልቲ "ቁራጽ ርእሲ ፐርሱወስ ኣብ ኢዳ ዝሓዘት መዱሳ" ተወዲኡ ምስተገልጸ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብብዝሒ ተባዚሑ (ቫይራል ኮይኑ)። ናይቲ ሓወልቲ ቀራጺ ጣልያናዊ ኣርጀንቲናዊ ሉቺያኖ ጋርባቲ፡ ኣብቲ ብሮማዊ ገጣሚ ኦቪድ ዝንገር ዛንታ ስምዒት ተደሪኹ ነቲ ሓወልቲ ከምዝሰርሖ ገሊጹ።

'Medusa' sculpture unveiling becomes another #MeToo moment

Published


Skip to article content

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now