SKIP TO MAIN CONTENT

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣስመራ ናብ ኦስሎ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር እዩ።

በዚ ሓዲሽ ናይ በረራ መስመር መሰረት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣስመራ፡ ኤርትራ ብድሕር’ዚ ናብ ኦስሎ፡ ኖርወይ ኣብ መወዳእታ ድማ ስቶክሆልም፡ ስዊድን (ADD-ASM-OSL-ARN). ክኸውን ማለት ከምዝኾነ ተገሊጹ ኣሎ።

News
Source: AAP

1 min read

Published

By Beyene Semere


Skip to article content

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎቱ ካብ ኣስመራ ናብ ኦስሎ ኖርወይ ቀጥታዊ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ኣብዚ እዋን እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኦስሎ ብመገዲ ስቶክሆልም እዩ በረራኡ ዝገብር። እዚ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዜ ዘሎ ኮይኑ ምስ ምጅማር እቲ ካብ ኣስመራ ዝግበር ቀጥታዊ በረራ ኣብ ሰሙን ናብ ሽዱሽተ ግዜ ክብ ክብል እዩ።

በዚ ሓዲሽ ናይ በረራ መስመር መሰረት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣስመራ፡ ኤርትራ ብድሕር’ዚ ናብ ኦስሎ፡ ኖርወይ ኣብ መወዳእታ ድማ ስቶክሆልም፡ ስዊድን (ADD-ASM-OSL-ARN). ክኸውን ማለት ከምዝኾነ ተገሊጹ ኣሎ። . እዚ መስመር ናይ ፈለማ መስመር ካብ ኤርትራ ብቐጥታ ናብ ኣውሮጳ ዝግበር መስመር ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now