SKIP TO MAIN CONTENT

ሓይሊታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣንጻር ህወሓት ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ክወስድ ትእዛዝ ከምዝተዋህቦ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጡ።

ህዝቢ ኢትዮጵያ ነቲ ምዕባለ ብዕቱብ ክከታተሎን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፉ ክህብን ጸዊዑ።

SBS Tigrinya News
Source: EBC

1 min read

Published


Skip to article content

 

ህወሓት ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣጥቂዑ፡ ብዝብል መበገሲ ህዝቢን ሃገርን ንምድሓን ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ንምውሳድ ከምዝወሰነ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብዝጸሓፎ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ መልእኽቱ ገሊጹ።

ሰራዊት ምክልኻሉ ብኮማንድ ፖስት እናተመርሐ ሃገር ናይ ምድሓን ተልእኾኡ ንምፍጻም ትእዛዝ ከምተዋህቦውን ኣብ መልእኽቱ ገሊጹ።

 

እቲ ብ ኣምሓርኛ ዝተጻሕፈ ናይቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ከምዘለዎ ኣብዚ ጠቂዕናዮ ኣለና።

 "ሕወሐትበትግራይበሚገኘውየመከላከያካምፕላይጥቃትአድርሷል።ሰሜንዕዝንምለመዝረፍሙከራአድርጓል።ይህሠራዊትከሃያዓመታትበላይየትግራይንሕዝብሲጠብቅየቆየሠራዊትነው።በቦታውየሚገኘውምየትግራይንሕዝብከጥቃትለመከላከልነው።ሕወሐትግንእንደባዕድናእንደወራሪሀገርሠራዊትቆጥሮ፤የመከላከያሠራዊቱንለመምታትናለመዝረፍተነሥቷል።በዳልሻሕበኩልምጦርነትከፍቷል።

 መንግሥትየትግራይሕዝብእንዳይጎዳበማሰብ፣ጦርነትእንዳይፈጠርየትእግሥቱጫፍድረስታግሷል።ጦርነትየሚቀረውግንበአንድወገንፍላጎትብቻአይደለም።

የመከላከያሠራዊታችንበኮማንድፖስትእየተመራሀገሩንየማዳንተልዕኮውንእንዲወጣትእዛዝተሰጥቶታል።  ቀዩመሥመርየመጨረሻውነጥብታልፏል።ሀገርናሕዝብለማዳንሲባልኃይልየመጨረሻውአማራጭሆኗል።

የኢትዮጵያ ሕዝብ ነገሮችን በሰከነ መንፈስ እንዲከታተል፣ በየአካባቢው ሊከሠቱ የሚችሉ ትንኮሳዎች  በንቃት እንዲቃኝና ከመከላከያ ሠራዊታችን ጎን እንዲቆም ጥሪ አቀርባለሁ።"


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now