ልኡል ፊሊፕ ኣብ መበል 99 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ።ልኡል ፊሊፕ፡ ሰብኣያ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ኣብ መበል 99 ዓመት ዕድመኡ ከምዝዓረፈ ፓላስ ባኪንግሃም ብወግዒ ኣፍሊጡ። "ምስ ከቢድ ሓዘን ግርማዊት ንግስቲ ሕልፈት ናይቲ ትፈትዎ ልኡል ፊሊፕ፡ ዱክ ናይ አደንብራ ከምዝዓረፈ ኣፍሊጣ ኣላ።" ክብል እቲ መግለጺ የፍልጥ።Prince Philip, the Duke of Edinburgh, has died at age 99Published 9 April 2021 11:31pmAvailable in other languagesSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare