ህቡብ ኣመሪካዊ ደራፋይ R. Kelly ብንግዲ ጾታዊ ርክብ ገበነኛ ኮይኑናይ R&B ደራፋይ ኣር ኬሊ ኣብቲ ንጾታዊ ንግዲ ዝምልከት ፍርዱ ኩሎም እቶም ኣብ ቤት ፍርዲ ዝቐርቡ ሰባት ፡ ነቲ ዝናኡ ብምምዝማዝ ንኣንስትን ንትሕቲ ዕድመን ናብ ምንዝርና ከም ዝኣትዉ ብምግባሩ ገበነኛ እዩ ኢሎም። Source: AAPPublished 29 September 2021 11:32amSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare