SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሓደ መንበሪ ርሻን ብሓዊ ተባሪዑ።

ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ከባቢ ሳርጃ ሓደ ርሻን ብባርዕ ምስነደደ በራጊድ ምጥፋእ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣእትዮሞ። ካብቲ ፍጻመ ዝተቐድሐ ናይ ቪድዮ ስእሊ ከምዘመልክቶ ኣብቲ ደርቢታት ዝነድድ ዝነበረ ሃልሃልታ ናብ ኩሉ እቲ ህንጻ ይልሕም ኔሩ። እቲ ዝተቓጸለ ህንጻ 48 ደርቢ ዘለዎ ኣቦኮ ታወር ዝበሃል እዩ።

news
Source: Reuters

Published

Updated

Source: Reuters


Skip to article content

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now