“ነቲ ዘለኒ ሓለፋዊ ዝምድናታት ተጠቒመ እዚ ኲናት’ዚ ቀልጢፉ ደው ንኽብል ምስሓለፍቲ ዉድባትን መንግስታትን እዘራረብ ኣለኹ።” ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ'ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት: “ክንዮ ኣህጉራዊ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣትዩ ዝተዋግአ ኤርትራዊ ሓይሊ ኣሎ ዝብል ጭብጢ የለን።” ብዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ ኲናትን ኣብ'ቲ ዞባ ከምጽኦ ብዛዕባ ዝኽእል ሳዕቤን፡ ዝምድናታት መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መጻኢ ዶባትን ካልእን።