ኣብ ሲድኒ ናይ SBS ሓደ ኣባል ብኮቪድ-19 ከምዝተለኽፈ ተፈሊጡ።

ሓደ ኣባል SBS ብኮሮናቫይረስ ተለኺፉ።

SBS悉尼办公室外景

SBS悉尼办公室外景 Source: SBS News

ሓደ ኣባል ብኮቪድ 19 ከምዝሓመመ ምስተፈልጠ ኣብ ሲድኒ ዝርከብ ናይ SBS ኒውስ ሩም ተዓጽዩ።

እቲ ሰራሕተኛ ኤስ ቢ ኤስ ብዓርቢ ኣብ ኦፊስ ኣትዪ ኔሩ፥ ሕጂ ግና ኣብ ገዝ ኡ ኣብጽቡቕ ኩነታት ኣሎ።

ሓደ ወሃቢ ቃል SBS  ከምዝገለጾ ብመሰረት መምርሒ ማሕበራዊ ምርሕሓቕ እቲ ተለኺፉ ዘሎ ምስካል ኦት ሰራሕተኛታት ትሑት ዝኾነ ምትንኻፍዩ ጌሩ።
እቶም ብቐረባ ዝተተንከፉ ድሮ ተፈሊጦም ገዛእ ርእሶም ወሺቦም ኣለዉ። SBS ተወሳኺ ናይ ምልላይ ትንኩፋት ንምርካብ ስራሕ ክቕጽሎ እዩ።

"ጥዕናን ድሕነትን ሰራሕተኛታትና እቲ ዝዓበየ ቀዳምነትና ኮይኑ ክቕጽልዩ," ክብል እቲ ወሃቢ ቃል ኣፍሊጡ።

ካብ ዓርቢ ኣትሒዙ ኒውስ ሩም ብተደጋጋሚ ዝጸረየ ኮይኑ ተወሳኺ ንጽህና ኣብዝግበረሉ ዘሎ እዋን ኩሎም እቶም ኣብኡ ዝሰርሑ ዝነበሩ  ሰራሕተኛታት ነናብ ገዛኦም ክኸዱ ተጌሩ ኣሎ።
"ከም ኣዚዩ ኣገዳሲ ኣገልግሎት፡ ብፍላይ ድማ ኣብዚ ኣጸጋሚ እዋን , SBS እቲ ናይ ዜና ስራሓቱ ክቕጽሎ እዩ " ክብል እቲ ወሃቢ ቃል ኣፍሊጡ።

ናይ ሰሉስ ፕሮግራም ተለቪዥን ናይ ሚሸት ዜና (SBS World News) ካብ ከተማ ካንበራ ተፈንዩ።

እቲ ናይ ሲድኒ ኒውስሩም ርቡዕ ክኽፈት ትጽቢት ይግበረሉ።

 


Share

Published

Updated

Source: SBS News

Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service