SKIP TO MAIN CONTENT

ፍሉጥ ደራፋይ ኦሮምኛ ሀጫሉ ሁንዴሳ ተቐቲሉ ዝብል ሓበሬታ ተፈንዩ።

ጽባሕ ሰሉስ ናዕቢ ከይህሉ ስግኣት ከምዘሎ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝፍኖ ዘሎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

SBS Tigrinya News
Source: Supplied

1 min read

Published


Skip to article content

ሃጫሉ ኣብቲ መንግስቲ ኢህወዴግ ንምውዳቕ ዝነበረ ናዕቢ ገኒኑ ዝወጸ መንእሰይ ዩ ነይሩ። ሕጂ ከኣ ቃልሲ ህዝቢ ኦሮሞ ተጨውዩ'ዩ ብዝብል ክቃወም  ዝጸንሐ እዩ፣ ኣብዚ ሰሙን ከኣ ንሃጸይ ሚኒሊክ ዝነቅፍ ሓሳብ ብማዕከናት ዜና ዘንጸባርቐን ነይሩ።

ሕጂ መንነቶም ብዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሉ ይበሃል ኣሎ።ፕረዚደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ ኣብ ኣደራሽ ሚለንዩም ተዓዲሞም ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ቴዲ ኣፍሮ (ቴድሮስ ካሳሁን) ኣምላኽ ሚኒሊክ ይመስገን፣ ኣምላኽ ሃይለስላሴ ይመስገን፣ ኢሉ ኣብ መድረኽ ምስ ተዛረበ ሽዑ ንሽዑ ኣብቲ መድረኽ ምስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተሰሓሒቦም ነይሮም።

ጽባሕ ሰሉስ ናዕቢ ከይህሉ ስግኣት ከምዘሎ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝፍኖ ዘሎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now