SKIP TO MAIN CONTENT

መበል 31 ስርሒት "ፈንቅል" ኣብ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ።

ኤርትራ ነቲ ብ “ፈንቅል” እተሰምየ ስርሒት ነጻ ምውጻእ ከተማ ባጽዕ ተኽብር ኣላ።

SBS Tigrinya News
Source: MOI Eritrea

1 min read

Published


Skip to article content

ኣብ ኤርትራ፡ ከተማ ባጽዕ ብህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ካብ ሰራዊት ደርግ ኣብ 11 ለካቲት 1990 ሓራ ዝኾነትሉ መበል 31 ዓመት ይዝከር ኣሎ።

ከም ኣካል ናይቲ በዓል ኣማሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ወ/ሮ ኣስመረት ኣብርሃ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብዝርከብ ሓወልቲ ሰማእታ ንዝኽሪ እቶም ኣብቲ ስርሒት ዝተሰውኡ ዕማባባ ከምዘቐመጠት ካብ ኤርትራ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

 


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now