SKIP TO MAIN CONTENT

ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣንጻሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልስታትን ንሕና መን ኢና፧ ኣበርክቶና ኸ እንታይ'ዩ፧

Racism Panel Discussion - SBS Tigrinya

1 min read

Published


Skip to article content

ድሕሪ ቅትለት ጸሊም ኣሜሪካዊ ጂዮርጅ ፍሎይድ ኣብ ኢድ ጸዓዱ ፖሊስ ኣሜሪካ ኣብ ኣሜሪካን ካልእ ክፋል ዓለምን ተሓታትነትን ፍትሕን ዝጽውዑ ሰልፍታት ክካየዱ ቀንዮምን ይካየዱ ኣለውን። ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ’ውን ንኣተሓሕዛ ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ደቀባት ኣውስትራልያ ዝቃወሙ ዓበይቲ ተቓውሞታት ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም’ዮም። ነዚኦም ተኸቲሎም እምበኣር ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣንጻሩ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ቃልስታትን ንሕና መን ኢና፧ ኣበይ ኣሎና፧ ንዝብሉ ሕቶታት ዝድህስስ ናይ ሓባር ዘተ

ተዛተይቲ

  • በየነ ሰመረ
  • ኢብራሂም ዓሊ
  • ዶክተር ኣማኑኤል ኤልያስ

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now