Share
“ፕ/ ኢሳያስ ብሓያላን ሃገራትን ከባቢ መንግስታትን ከም ሓደ ናይ መረጋግኢ መስሕብ ናይቲ ዞባ’ዩ ዝሕሰብ።”
ጂኦ-ፖለቲካዊ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ማእከላይ ምብራቕን ሓያላን ሃገራት ዓለምን ንፖለቲካ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከባቢ ሃገራትን ብኸመይ እዩ ዝጸልዎ? ኣብ ኢትዮጵያ ዝምዕብል ዘሎ ኩነታት ካበይ ናበይ እዩ ዝኸይድ ዘሎ? መዛዘሚ ናይዚ ዝርአ ዘሎ ፍሕፍሕ እንታይ እዩ ክኸውን? ኣብ ዝብልን ተዛማዲ ዛዕባን፡ ኣቶ ኢብራሂም ዓሊ፡ ኣቶ ኣኽሊል ሓይሉ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ምስ ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ ዘተ ጌሮም ኣለዉ። ኣብዚ መላግቦ ብምኽፋት ክስማዕ ይከኣል እዩ።“ኣብ ኢትዮጵያ ዝኸውን ዝኾነ ይኹን ንኤርትራዊያን ይምልከተና’ዩ፡ ምኽንያቱ ብደም ደቅና ዝኸውን ፍጻመ ክኸውን ይኽእል እዩ”“ኣብ ኢትዮጵያ መንዩ ነቲ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ክመርሕ ሕጋውነት ኣለዎ ዝብል ቅልስ እዩ ዝኸይድ ዘሎ።”
SBS Tigrinya: Panel discussion
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to article content
Share this with family and friends
