SKIP TO MAIN CONTENT

ስኮት ሞሪሰን ተሳዒሩ፡ ኣንተኒ ኣልበነዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ ብምዃኑ እንቋዕ ኣሐጎሰካ ኢልዎ።

Federal Election 2022
Scott Morrison arrives to concede defeat at the Federal Liberal Reception during the at The Fullerton Hotel 2022 Federal Election, Sydney, Saturday 21 May 2022. Source: AAP

1 min read

Published


Skip to article content

ስኮት ሞሪሰን ስዕረት ስዕረቱ ተኣሚኑ!

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ስኮት ሞሪሰን ነቶም እሙናት ደገፍቲ ሰልፊ ሊብራል ኣብዘስምዖ መደረ ንመራሒ ሰልፊ ለበር ኣንቶኒ ኣልባነስ ኣብቲ ኣብ ምርጫ ዝረኸቦ ዓወት እንቋዕ ሓጐሰካ ክብሎ ከም ዝደወለሉ ገሊጹ።

"ሎሚ ምሸት ፡ ንመራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ አዘራሪበዮ ኣለኹ ፣ እቲ ዝመጽእ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ፡ ኣንቶኒ ኣልባነዝ ፡ ሎሚ ምሸት ኣብ ምርጫ ብዝረኸቦ ዓወት ከኣ እንቋዕ ኣሐጎሰካ ኢለዮ" ክብል ገሊጹ ።

"ሎሚ ምሸት : ዲሞክራሲና ዝሰርሕ ምዃኑ ኣመስኪርና ኢና። ኣብ ኣውስትራሊያዊያንን ኣብ ፍርዶምን እኣምን እየ ፡ ነቲ ሰባት ዝህብዎ ብይን ክቕበሎ ድማ ወትሩ ድሉው እየ ። ሎሚ ምሸት ከኣ ብይን ሂቦም ኣለዉ ፣ ንኣንቶኒ ኣልባነስን ንሰልፊ ለበርን እንቋዕ ሓጐሰኩም እብል ኣለኹ ፣ ንዕኡን ንመንግስቱን ድማ ዓወት እምነየሎም ኣለኹ "።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now