SKIP TO MAIN CONTENT

ሓንቲ ካብ ህቡባት ድምጻውያን ፡ እንተላይ ናይ ሮክ ኮኾብ ዝነበረት ደራፊት ቲና ተርነር ፡ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ኣብ 83 ዓመታ ዓሪፋ ።

ቲና ተርነር ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ጥቓ ዙዊርስ ኣብ ዝርከብ ቤታ ነዊሕ ሕማም ምስ ሓመመት ከም ዝሞተት ማናጀራ ሓቢሩ ። ንሳ ኣብ መበል 83 ዓመት ዕድሚኣ እያ ዓሪፋ።

Source: AP / Hermann J. Knippertz
Credit: Beyene Weldegiorgis

1 min read

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS


Skip to article content

ሓንቲ ካብ ህቡባት ድምጻውያን ፡ እንተላይ ናይ ሮክ ኮኾብ ዝነበረት ደራፊት ቲና ተርነር ፡ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ኣብ 83 ዓመታ ዓሪፋ ።

ወኪል ሚስ ተርነር ፡ ኣብ ጥቓ ዙሪክ ፡ ስዊዘርላንድ ኣብ እትርከብ ቤታ ንነዊኅ እዋን ምስ ሓመመት ፡ ብሰላም ከም ዝሞተት ገሊጻ። 

ልዕሊ 60 ዓመት ኣብ ዘቝጸረሉ ሞያ ፡ እታ ናይ ኣብ ኑትቡሽ ፡ ተነሲ ፡ ኣና ማዮክ ዝተወልደት ኣመሪካዊት ስዊዘርላንዳዊት ደራፊት ፡ ሸሞንተ ናይ Grammy Awards ሽልማት ረኺባ ፣ ኣብ ሆሊዉድ ዎክ ኦፍ ፌምን ኣብ St Louis Walk of Fame ድማ ኮኾብ ተዋሳኢት ነይራ ።

እታ ኣነ ቲና እትብል ናይ ሙዚቃ ህይወታ መጽሓፋ ፡ ብ1993 ናብ ፊልም 'What's Love Got To Do With It ? "ዘርእስታ ምስ ኢክ ተርነር ብዛዕባ እቲ ምስ እቲ ናይታ ኣደ ክልተ ዝኾነት ዝገጥማ ብድሆታት እትገልጽ ድራማ እያ ።

 ንግስቲ ሮክን ሮልን ተባሂላ ብብዝሒ እትጽዋዕ ተርነር ፡ ነቲ ናይ ነዊሕ እዋን ዝምድና ዝገበረትሉ ጀርመናዊ ኣካያዲ ሙዚቃ ኤርዊን ባች ፡ ብ2013 ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ እተገብረ ስነ-ስርዓት ፡ ካብ 1994 ኣትሒዙ ድማ ምስኡ ኣብ ስዊዘርላንድ ትነብር ነበረት ።


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now