SKIP TO MAIN CONTENT

ሱዳን ን ዑመር ኣልበሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ኣሕሊፋ ክትህቦ ከም ትኽእል ኣአንፊታ

ን ኣልበሺር ናብ መጋባኣያ ዓለም ምቕራብ፡ በቶም ሓይሊ ዘለዎም ኣዘዝቲ ሰራዊት ክሳብ ክንደይ ተቐባልነት ክህልዎ ይኽእል?

News
Source: SBS

1 min read

Published


Skip to article content

ነበር ውልቀ መላኺ ሱዳን ዑመር ኣልበሺር በቲ ዝኽሰሰሉ ገበን ኩናትን ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ኣብ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበን ክቐርብ ናብ ዘ ሄግ ከተረክቦ ከምተቐረበት ከምዘፍለጠት ዘ ጋርድያን ጸብጺቡ።

 

እዚ ዉሳነ ካብቲ እቶም ኣብዚ እዋን ንሱዳን ዘመሓድሩ ዘለዉ ዝነበሮም መትከል ዝተፈልየ እዩ፡ እቲ ወዲ 76 ሽማግለ መራሒ ዝነበረ ቅድሚ ናብ ቤት ፍርዲ ምቕራቡ ብዙሕ ክሕለፍ ዝግብኦ ነገራት ከምዘሎ ተገሊጹ ኣሎ። እዚ ከምዚሉ ከሎ ነዚ ክግበር ዝሕሰብ ዘሎ ምርካብ በቶም ስልጣን ተመቓሪሖም ዘለዉ ሓይሊ ዘለዎም ኣዘዝቲ ሰራዊት ክሳብ ክንደይ ተቐባልነት ክህልዎ ከምዝኽ እል ከምዘይፍለጥ እቲ ጸብጻብ የመልክት።

 

ኣል በሺር ካብቲ ብዕልዋ ካብስልታኑ ዝተኣልየሉ ዓሚ ሚያዚያ ኣትሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ካርቱም እዩ ዝርከብ።

 


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now