ኣብዚ እዋን እዚ ኡጋንዳ ዝያዳ ሰላም እኳ እንተ ኣለዋ: እቲ ካብቲ ግጭት ዝመጸ በሰላ ገና ይቕጽል ከም ዘሎ ግን ትዛረብ: ብፍላይ ነቶም ኣብዚ ኲናት 'ዚ ክቃለሱ ተገዲዶም ዘለዉ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ወተሃደራት ህጻናት እቲ ቓንዛ ከቢድ እዩ።
Share