እቲ ግጭት እናበርተዐ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን እስራኤላዊያንን ፍልስጢኤማዊያንን ኣብ ግዚያዊ ዳሳት የጽልሉ።ኣብዚ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ጋዛ ዝውንጨፍ መጥቃዕቲ እናሓየለ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ካብ ክልቲኡ ወገን ዘለዉ ስድራቤታት፡ ንደቆም ርጉእ ኩነታት ክፈጥርሎም ይሽገሩ ኣለዉ። ገለ ካል ኦት ስድራቤታት ድማ ድሕነቶም ንምሕላው ካብ መንበሪ ገዛኦም ምውጻእ ይኣብዩ ኣለው።The Israelis and Palestinians living in makeshift shelters as fighting escalates Source: SBS, ReutersPublished 19 May 2021 1:17pmAvailable in other languagesSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare