ኮሮና ቫይረስ ከየስፋሕፍሕ ብቀዳማይ ሚኒስተርን ብሰብ መዚ ጥዕናን ሰልፊ ከይግበር መጠንቅቕታ እንተተዋህበኳ፡ ኣብቲ "Black Lives Matter" ዝብል ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ዓሰርተታት ኣሻሓት ኣውስትራሊያዊያን ተሳቲፎሞ።
ነቲ ዝነበረ ኩነታት ዘንጸባርቑ ሓያል መልእኽቲ ዝሰደዱ ስእሊታት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Share