እዚኣ ኬንያዊት ተጣባቒት ክሊማ ፡ ኣብ COP26 ንመራሕቲ ዓለም ትብድሆምኬንያዊት ተጣባቒት ክሊማ ዝዀነት ኤሊዛቤት ዋቱቲ ፡ ኣብ ዋዕላ ክሊማ COP26 ንመራሕቲ ዓለም ፣ ኣብቲ ክሊማዊ ለውጢ ዘስዓቦ ድርቅን ውሕስነት ምግብን ንኺምክቱ ድማ ሓገዝ ክገብሩ ተማሕጺና። Source: AAPPublished 4 November 2021 11:57amSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare