ኣብ ሰሜናዊ ካሊፎርኒያ ብዘሎ ከቢድ ባርዕ ጫካ፡ ኣሻሓት ህዝቢ ገዛኦም ሓዲጎም ይሃድሙ ኣለዉ።
ኣብ ሰሜናዊ ካሊፎርኒያ ምዕራብ ሳክራመንቶ ብሰፊሕ ዝልሕም ዘሎ ባርዕ ጫካ ኣባይትን ንብረትን ናብ ሓመዂሽቲ ይቕየረሉ ኣብዘሎ ህዝቢ እቲ ከባቢ ህይወቱ ንምድሓን ይሃድም ኣሎ።

Source: Reuters
Share
Published
Source: Reuters
Share this with family and friends