ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ ዶባት ኣመሪካ ይጽበዩ።ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ናይ ሀይቲ ስደተኛታት ኣብ ሓንቲ ኣብ ቴክሳስ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ኣብ ትሕቲ ሓደ ድልድል ተኣኪቦም ኣለዉ: እዚ ድማ ንምምሕዳር ባይደን ነቶም ኣብ መሬት ኣመሪካ በጺሖም ዘለዉ ብዙሓት ሓተቲ ዑቕባ ንምምሕዳር ኣብ ዝገብሮ ጻዕሪ ሓድሽን ህጹጽን ብድሆ እዩ ። Source: AAPPublished 19 September 2021 11:43amSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare