ኣብዚ ምርጫ ህወሓት: እቲ 98.2 ሚኢታዊ ድምጺ ብምርካብ 152 መናብ ከምዝሕዝ ቢቢሲ ኣብዘውጽ ኦ ሓበሬታ ገሊጹ::
እቲ ዝተረፈ 38 መናብር ኣብቶም ዝተረፉ ውድባት ክማቐልዎ እዮም::
ኣብቲ ምርጫ ዝተሳተፋ ዉድባት ትግራይ እዘን ዝስዕባ እየን፡
ህወሓት:
ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ(ባይቶና)
ውድብ ናፅነት ትግራይ: (ዉናት)
ውድብ ሳልሳይ ወያነ: ከምኡ’ውን ዴሞክራስያዊ ውድብ ዓሲምባ:
Share

