SKIP TO MAIN CONTENT

ኲናት ከይጅምር ኣብዝስግኣሉ ዘሎ ነበርቲ ዩክሬናዊያን "መህደሚ የብልናን።" ይብሉ።

ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክረይንን ውግእ እንተ ተላዒሉ ፡ እቶም ተዳኺሞም ዝጸንሑ ነበርቲ ናይቲ ኣብትሕቲ ቁጽጽር እቲ ደባይ ተዋጋኢ ሰራዊት ዝዀነት ዶነትስክ ፡ ሕጂ ናብ ዝኸድዎ ከም ዘይብሎም እዮም ዝገልጹ ።

Ukraine residents
Source: Reuters

Published


Skip to article content


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now