"ኣፍጋኒስታን ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ 'ቅልውላው' ተሸሚማ።" ዉ.ሕ.ሃኣብ ኣፍጋኒስታን ሰብኣዊ ዕንወት ከም ዘጋጥም ትካላት ሕቡራት ሃገራት የጠንቅቓ ኣለዋ: ጣሊባን ዝገብሮ ዘሎ ብዙሕ ከተማታት ምቁጽጻር፡ ንቅልውላው እታ ሃገር ኣብ ዘጋድደሉ ዘሎ እዋን: ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ካብ ኣባይቶም ብምህዳምን ጥሜት ብምውራድን ሰብኣዊ ዕንወት ኣጋጢሙ ከምዘሎ ተገሊጹ ። Source: ReutersPublished 13 August 2021 11:42pmSource: ReutersSkip to article contentShare this with family and friendsCopy linkShareShare