SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ትግራይ 100,000 ዝኾኑ ቆልዑ ናብ ሞት ዘብጽሕ ጥምየት ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ዉሕሃ ኣጠንቂቑ።

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ልዕሊ 100,000 ቆልዑ ብሰንኪ ጥምየት ኣዚዩ ከቢድን ህይወት ከጥፍእ ዝኽእል ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ኣሎ። ናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ቆልዑ ብዓርቢ ከምዘጠንቀቖ፡ ናብቶም ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣስታት 6 ሚልዮን ህዝቢ ሰብኣዊ ሓገዛትከይቀርብ ተዓጊትሉ ዘሎ ይፍለጥ።

News
Source: AP

Published

Source: AP


Skip to article content

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now