ሓለቓ ጉጅለ ዋግነር የቭገን ፕሪጎዚን ኣብታ ዝወደቐት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ካብዝነበሩ ምዃኑ ተፈሊጡ።

ኣብ ራሻ ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ጀት ወዲቓ ሓለቓ ጉጅለ ዋግነር የቭገን ፕሪጎዚን ዝርከቦም 10 ሰባት ከምዝነበሩ ሰብ መዚ ገሊጾም።

A man with an angry look on his face is speaking and gesturing.

Head of Wagner Group, Yevgeny Prigozhin, is said to have been killed in a plane crash. Source: AAP / AP

ሓለቓ ጉጅለ ዋግነር የቭገን ፕሪጎዚን ፡ ሮቡዕ ምሸት ካብ ሞስኮ ናብ ሰሜን ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ዝወደቐት ናይ ውልቂ ነፋሪት ከም ተሳፋሪ ኰይኑ ተመዝጊቡ ነይሩ ፣ ዝበሉ ሩስያውያን ሰበ ስልጣን ፡ ኣብ መንጎ እቶም ዝተቐትሉ ምንባሩ ን መሻርኽቱ ፍርሒ ከም ዘለዓዓለ ገሊጾም ።

እቲ ኣብ ሩስያ ካብ ዘለዉ ሓያላት ብገንዘብ ዝዕደጉ ሰራዊት ዘለዉዎን ፡ ንገዛእ ርእሱ ከም ጸላኢ ምክልኻል ሩስያ ከም ዝኾነ ዝገልጽ ፡ ብኣካል ኣብታ ነፋሪት ከም ዝነበረ ዝሕብር ቅልጡፍ ወግዓዊ መረጋገጺ ኣይነበረን ።

ምስ ዋግነር ዝተሓሓዝ መስመር ቴለግራም ከም ዝሞተ እኳ እንተ ገለጸሉ ፡ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ግና ኣብታ ነፋሪት ከም ዝነበረ ከረጋግጽ ኣይከኣለን ።


Share

1 min read

Published

Source: Reuters




Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now