ቪድዮ፡ መዓስ ኢኹም ክታበት ኮቪድ-19 ትወሃቡ ወይ ትኽተቡ?

ኣውስትራልያ ዝርጋሐ መስርሕ ክታበት ኮቪድ-19 ዝመጽእ ሰሙን ክትጅምር'ያ። ሓሙሽተ ምዕራፋት ኣለው፡ ኣብ መወዳእታ ለካቲት ጀሚሮም ጥቅምቲ ናይ'ዚ ዓመት ዝዛዘሙ፡ መላእ ሃገር ካብ ኮሮናቫይረስ ትሕለወሉ/ትከላኸለሉ ኩነታት ንምብጻሕ ዝዓለሙ'ዮም። ተወሳኺ ሓበሬታ ኮቪድ-19 ብትግርኛ/More COVID-19 information in Tigrinya: sbs.com.au/coronavirus


Published

Updated



Share this with family and friends


Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now