This blog has now endedብሰንበት ኣብ ቢንዲ ቢች ዘጋጠመ ናይ ኣልማማ ቅትለት ግብረ ሽበራዊ ተግባር ምዃኑ ኮሚሽነር ኒው ሳውዝ ወልስ ፖሊስ ማል ላንዮን ኣፍሊጡ ።ብ ሰንበት [14 ታሕሳስ] ተተኲስሎም ዝተቐትሉ 16 ሰባት ሓደ ካብቶም ክልተ ተኮስቲ እውን ሞይቱ እዩ ። ክልተ ኣባላት ፖሊስ ዝርከብዎም ብውሕዱ 29 ሰባት ናብ ሆስፒታል ተወሲዶም ኣለዉ ።NSW Police Commissioner Mal Lanyon declared the Bondi shooting a terrorist incident. Source: AAP, GettyPublished 15 December 2025 8:14amSource: SBSSkip to live blog contentShare this with family and friendsCopy linkSharePrevious1of1NextShare