Axum (Million) Source: Axum (Million)እዚ መደብ ብዛዕባ ታሪኽን ኩነታት ታሪኻዊ ቦታታት ኣክሱምን ዝገልጽ መደብ ኮይኑ፡ ልኡኽና ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ምስ ዳይረክተር ኢንስቲትዩት ኣርኪዮሎጂን ቱሪዝምን ዶክተር ሕሉፍ በርሀ ዝረኸቦ መብርሂ ወሲኹ ኣቕሪብዎ ኣሎ እንሆ።
እዚ መደብ ብዛዕባ ታሪኽን ኩነታት ታሪኻዊ ቦታታት ኣክሱምን ዝገልጽ መደብ ኮይኑ፡ ልኡኽና ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ምስ ዳይረክተር ኢንስቲትዩት ኣርኪዮሎጂን ቱሪዝምን ዶክተር ሕሉፍ በርሀ ዝረኸቦ መብርሂ ወሲኹ ኣቕሪብዎ ኣሎ እንሆ።