Las Vegas Bahai Source: Bahai. orgእምነት ባሃኢ ብ1844 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ኢራን ብዝተወልደ ብሃኡላህ እዩ ተጀሚሩ። ንሱ ንሙሴ፡ ንክርስቶስ፡ ነቢይ መሓመድን ንብዱሃን ተከቲሉ ካብ ኣምላኽ ዝተላእከ ናይ መወዳእታን ሓምሻይን ነቢይ እዩ ኢሎም ብሚሊዮናት ዝቑጸሩ ኣመንቱ መዓልቲ ልደት ቡሃኡላህ በብዓመቱ የኽብርሉ። ኣብ መቐለ ብ ኣመንቲ በሃኢ መበል 200 ዓመተ ልደት ቡሃኡላህ ኣብ ተኸብረሉ እዋን ብዛዕባ’ቲ እምነት ናይ ባሃኢ ኣማኒ ዝኾኑ ዶክተር ሰናይ ኣረጋዊ ዝሃቡና መብርሂ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
እምነት ባሃኢ ብ1844 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ኢራን ብዝተወልደ ብሃኡላህ እዩ ተጀሚሩ። ንሱ ንሙሴ፡ ንክርስቶስ፡ ነቢይ መሓመድን ንብዱሃን ተከቲሉ ካብ ኣምላኽ ዝተላእከ ናይ መወዳእታን ሓምሻይን ነቢይ እዩ ኢሎም ብሚሊዮናት ዝቑጸሩ ኣመንቱ መዓልቲ ልደት ቡሃኡላህ በብዓመቱ የኽብርሉ። ኣብ መቐለ ብ ኣመንቲ በሃኢ መበል 200 ዓመተ ልደት ቡሃኡላህ ኣብ ተኸብረሉ እዋን ብዛዕባ’ቲ እምነት ናይ ባሃኢ ኣማኒ ዝኾኑ ዶክተር ሰናይ ኣረጋዊ ዝሃቡና መብርሂ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።